ኢሰያስ እንታይ እደሊ ዓወት: አርትራ እከ ሓፋሽ (ዓወት ንሓፋሽ) ብዘበን ኢሰያስ ኡሙን ኩን ወይ ዉፉይ ኢሰያስ ከለና ግዜ ኣይንጸበ : ኑሱ ጊዜና እዩ:: ካብ ምሰብ ምብኣስ ንሃገርካ ምፍቅር ካብ ኣብ ስደት ምብላይ 2% ሃገረካ ምክፋል
ትዕዝቢቲ ተዓዛቢ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኣልዒሉ - ኩሉ ዝሓብረሉ ሃዲኡ ተዛሪቡ - ተንቲኑ ነግሩ ስማዕቲ ኣዕጊቡ - ኣጣቒዖሙሉ ግና እንታይ'ሞ፣ ኣብ መወዳእታ'ዶ ጸይቕሉ ኣብ ክንዲ ይቐንየለይ/የመስግን "ታንክዩ" ኢሉ ደምዲሙ ስማዕቲ ኣደናጊሩ - ብዙሓት ኣቕሒሩ "ገብረ" ብቋንቋ ኣዲኡ ክዛረብ ጸኒሑ ክደርፍ ከሞግስ ዓው ኢሉ ተጠሊዑ ስለምንታይ "ታንክዩ" ኢሉ ሰማዕቱ ረሲዑ፧ የቐንየለይ/የመስግን ምባል ኣበይ 'ዩ ኣበሩ ወይስ "ታንክዩ" 'ዩ ጨው ኮይኑ ዝያዳ መቂሩ፧ ዝገርም 'ዩ! ካብ ቈልዓ የብሉ ዓበይቲ ሙሁራት ኢና በሃልቲ ምሕንፋጽ ቋንቋኻ መሲልዎም ዲንቂ ኣብ ሬድዮ ተለቪዥን ኣብ ኩሉ ኣርእስቲ ቋንቆኦም የቚስሉ የሕርቑ ስማዕቲ ነስተውዕል! ቋንቋ - መንነት 'ዩ ህዝቢ ዝኾርዓሉ ወግዑ ዝነግረሉ መለለዪ ክብሩ ኣይንሓናፍጽ!
እዝኒ ኣይትሃብዮም ሃገረይ ሽኮረይ - መዓርገይ ክብረይ ኵርዓተይ ሓበነይ - ተኽሊ መንነተይ ዓምብቢ ሰጉሚ - ጽሓይ ምሰልለይ ነቲ ተዛራቢ - ዝዓርቦ ከውሪ ዕንቅፋት መኸተ - ሓንቲ ዘየፍሪ ወረጃ ናይ ማዕዶ - ኣይትሃቢ ቀልቢ ዜጋኺ ጠርኒፍኪ - ኣድልዎ ወጊድኪ ብሓድነት ስምረት - ንዓኺ መሲልኪ ብእምነትኪ ኪዲ - ከም ዝማእማኣኪ በቲ ነጻ መስመር - ከም ትማል ቀደምኪ እቶም ዝልፍልፉ - ብጸጋም ብየማን ካብ ሩሑቕ ቀረባ - ዝስንድዉ ኣእማን ኣይፋልን በልዮም - ትዃን’ዮም ኣትማን እዝኒ ኣይትሃብዮም - ነቶም ዝህውትቱ ስዉር መጋብሮም - ንጥፍኣት ዝጽዕቱ መንገድኺ’ዩ ቅኑዕ - ናብ ዓዲ ዘአቱ ሕሉፍ ተመክሮኺ - ይነግር የዘንቱ
ህግደፍ ኣግድፍ ንምሕደራ ጽሕፍ ኣቢልዎ ግድፍ መታን ህዝቢ ክጸድፍ ህግደፍ ዓዊኑ ፈታዊ ስኢኑ ንህዝቡ ኣዋሲኑ ብፍቅሪ ኣቢ ረሲኑ ህግደፍ ተቃቲሉ ኣብዙሕ ተመቃቂሉ ሎምስ ተጸሊሉ ዮሃና ካይብል ምሒሉ ህግደፍ ፋሕ ኢላቶ ምሕደራ ኣብያቶ ኣይከኣላን ከቶ ኩርካሕ ነዊሓቶ ደጊም ትሩፍ ህግደፍ ጉኑፍ ግደፍዎ ይጽደፍ ኣብልዎ ጉሕፍ
ንምውሓስ እዛ ሃገር ኩሉ እዩ መኪቱ ውጽኢት ጻዕርኹም እኖሆ ሰዊቱ እንዳና ረጊኡ ፍርያት በርኪቱ ካብ ሕማቕ ናብ ሰላም ካብ ተሰጋገርና ካብ ተቓላቐለ ኣድማሳዊ ባና ኩሉ ዝሓለፈ ንታሪኽ ገዲፍና ፍቕርና ይዓምብብ ነዕብዮ ሕልና ዓመተ ሰላም ዓመተ ጥዕና ዓመተ ዕብየት ዓመተ ፍልስፍና ንኣብ ደገን ኣብውሽን ንኹሉ ህዝብና ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና Wedi Russom
እዚ ግናይ ጊንጢ ውልድ ክብል ጸይቂ ጸጋዕተኛ ሓቢ ዘይውርዚ ዘይዓቢ ገለ ግበርዎ 'ቲ ፍርዱ ሃብዎ ከባቢ ክርህዎ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ኣርሒቑ ዘይጥምት ናይ ኣእምሮ ዕሙት እሾኽ'ዩ ኳዂቶ ንፋስ ዘራጊቶ ብቕዓት ዝሓርበቶ ብዓቕሊ ብኽእለት ብትብዓት ብብስለት ንፈግዎ ሂወት ይኣኽሎ ወስለትለት ምድንጋር ዕብየት ምሕማስ ጐረቤት
መኒኻ ተናዘዝ ባዕልኻ ኤርትራዊ ዲኻ ሕሙም ኣእምሮኻ ወይስ ዑሱብ ‘ተላእኽካ መኣዝን ዘጥፋእካ ጽልኢ ‘ተሓንገጥካ… ጅግናይ ዝደፈርካ፧ እወ መኒኻ ነቲ ጅግና ናተይ ሓበነይ ኵርዓተይ ናይ ሃገረይ ህዝበይ ዝደፈርካ ኣብ ቅድመይ፧ ስለምንታይ አረ ስለምንታይ እዚ ስራሕ ተጻይ ንሃብሮማት ምጕጣይ፧ ሕነ ድዩ ፖለቲካ ጥቕሚ ጎዲልካ ገንዘብ ተኸፊልካ ሃብሮም ዝደፈርካ፧ ስብሓት እኮ’ዩ እቲ ሓበን ህዝቡ እምባ ንሃገሩ ደንደን ምስክሩ ምስ ብጾቱ ኮይኑ በረኻ ወፊሩ ሕሰም ተጻዊሩ ዘውሓሰ ሃገሩ ነታ ሓዳስ ኤሩ ብብልሒ ክእለቱ ተወፋይነቱ ዝረትዕ ጸላእቱ ወረርቲ ሕተቱ ኩሎም መጋድልቱ ‘ቲ ትብዓት ሓመቱ መትከሉ ጽንዓቱ ጅግና’ዩ ስብሓት ኣብነት ናይ ጽንዓት ሃገራዊ ኩርዓት ጀነራል ብብቕዓት እዋይይይ! ሰነፍ ክደፍረካ ኢዱ ከምብረልካ ኑዑቕ ክንዕቐካ ክውርዚ ብኣኻ የፍልሖ ‘ቲ ደምካ የቕሕሮ ልብኻ
Dear Dehai members
President Isaias Afwerki is busy managing international relations dealing with leaders in a sensitive and effective way. 2019 will be diplomacy of conducting negotiations between East Africa and other states leaders. This diplomacy will further strength relations through the intercession of leader with regard to a full range of topical issues. East Africa will play on regional peace and political stability of the area. Finally, our region will benefit peace and economical growth. Thank you to our leaders.
Thank you
Yonatan Solomon Russom
Disrespectful behavior can range from blatant rudeness to just not acting impressed or awed by something others hold sacred by disrespectful attitude.
To disrespect educated person is to act in an insulting way toward them. Actually, it's about showing the opposite of respect, by acting rude, impolite, and offensive.
Behavior that is rude, unpleasant, inappropriate, and unprofessional. How uneducated person uses method of disrespectuf words to try intimate educated person. They don’t know that they ignorant.
ኣእውዩሉ ሞይቱ'ዩ ንገሩሉ ብኸይሉ ኣውሎ'ውን በሉሉ ካብ ዝዓርፍ ዓመታት'ዩ ገሩ ዓይኑ ይርኢ ይልፍልፍ ልሳኑ ይንቀሳቐስ ምስ ኣባይ ወጊኑ ይወራዘ ሩሑቕ ማዕዶ ኮይኑ ካብ መኸተ ስራሕ ሪሒቑ ሃዲሙ ሙሁር'የ ይብል ዲግሪ ዝጸዓንኩ ፈላጥ'የ ይብል መጽሓፍቲ ዘሕተምኩ ቊሊሕ እንተበልካስ ዝህውትት ንዉልቁ ብውሽጡ ዝቑዝም ጃኖሆይ ናፊቑ እወ የድሕነና ካብ "ሙሁር ደንቆሮ" ዝዓወነ ጸሓይ ቀትሪ ከሎ ከም ተባዕታይ ደርሆ - መሬት ብሳልኡ ትወግሕ ዘላ ዝመስሎ
My mother taught me that we all have the power to achieve our dreams.
The European are coming to invest in Eritrea. The Arabs will come to invest. The African (Ethiopian) will come to invest. Are Eritrean going to be given a chance to invest in our own country? After all we defended Eritrea all our lives. We support our people and our government all the time during good and bad times. We deserve more than anyone. Partnership should not be only with foreigners rather with the people who know one slogan "Awet Nihafash" We need to amend our Charter about partnership.
ዓብዩ ዘይዓቢ ብጉጂለ ውልቂ ናይ ከባቢ ጸይቂ እንታይ 'ዩ ጸገሙ ከይርኢ ዓዊሩ ከይሓስብ ጸሚሙ? ሕማም ድዩ ዕብዳን ድንቁርና ሽሕጣን ካብ ሑሉፍ ዘይምሃር? ግዜ ዘይቅይሮ ትዕቢት ዝወጠሮ ጽጉም ናይ ኣእምሮ ወያነ ጉልሕንጣ ስልጣን ተመንጢልካ ህዝቢ ኣጓኒዩካ ኣብ መቐለ ኣዒምካ ካብ ሕጊ ሃዲምካ ክሳብ መዓስ ጸወታ? ይኣክል ቀጠፍጠፍ ዘየድሊ ወልደፍደፍ ምስ ሓቂ ተሰለፍ ኢድካ ሂብካ ዕረፍ
ኣታ ዝስማዕ ተዛረቡ ኣብ ጭብጢ ኣድህቡ ታሪኽ ተወከሱ ሕሰሙ ፈትሹ ከመይ ተጣሒሱ 'ቲ ትማሊ ጸልማት ከሎ ወጥሪ ኣብቲ ዘመን ገድሊ ሻዱሻይ ወራር ስዓሪ መትከሉ ኣኽባሪ ዘይተወላወሊ እወ መሬት ዕንቊ ከላ ብኹሉ ከበባ ዝሰገረ ሽላ ህዝቢ መንግስቲ ፍቱን ብሓዊ ከም ናይ ብሻ ወርቂ እሙን'ዩ እሙን ወረርቲ ዘድንን ዘይርበሽ ሓኪም ኤርትራ ዝብል ዶባቱ ዘኽብር ዘይዋገ ሕቡን ከዳዕ ክማጣላዕ ከዘውትር ቀልባዕባዕ እንተ ሓኪም ግን ዘይብል ጸፋዕፋዕ ንደርጊ ሲዒሩ ወያነ ደጊሙ ኣብ በሪኽ ኮፍ ኢሉ ኣየድልን ምውርዛይ መሕብኢ ምንዳይ ስም ሃብሮም ምግዕዛይ ነውሪ'ዩ ነውሪ ዘይኮነ ኣይተውሪ ዘየብሉ እግሪ መድነኒ መሕፈሪ
ንተመን ርእሱ ንሌባ ኢዱ ኣቲ ተመን ጭርኡ 'ተቖርጸ ተሃሪሙ ሕቚኡ ዘይሞተ ብተንኮበት ገና ዘይተገንዘ ኣብ ምስሓግ ዘሎ ዝሰምበደ ድገምዎ ርእሱ ክሓልፍ ክድበ ነባሪ ክቐስን ክዕልል ብሞቱ ረይስኡ ኣርእይዎ ኣብ ጉድጓድ ክኣቱ ሓመድ ከፍስሰሉ ከውሕሶ ዕግበቱ እወ የጥፋኣዮ ገጹ እዚ መርዛም ተመን ነውራም ኣሸባሪ ብማንም ዘይእመን መይቱ ዘይተቐብረ ብገበን ዝህደን
እሾኽ መርገም ሱሩ ካብ ተነቕለ ኳዂቶ ተኾርባ ነበረ ካብ ኮነ እግሪ ይሰጉም ይርገጽ ከይሰፈለ ይጕየ ስራሕ ምኽኒት ከይፈጠረ ዓይኒ ይርአ የማዕዱ ኣርሒቑ ጉንዲ፣ መንገፍ ተኣልዩ'ዩ ኣልጊሱ ጸገም ትማል ዘቕበጸ ሓንጊዱ ነማዓሪ ኩነት ኣእምሮና ንቓንዮ ሕልና ውሽጥና ንምዕባለ ክንስጕም ሓቢርና ዝተኸስረ ግዜ ይኣኽለና ብጓል ነገር ኣይንስሓት መስመርና
እቲ እሾኽ ሱሩ ካብ ተነቕሰ ኳዂቶ ተኾርባ ካብ ኣልገሰ እግሪ ይሰጉም ይርገጽ ከይሓንከሰ ይጉየ ስራሕ ክለምዕ 'ት ለሰ ዓይኒ ይርአ የማዕዱ ኣርሒቑ ጉንዲ፣ መንገፍ ተኣልዩ'ዩ ኣልጊሱ ጸገም ትማል ዘቕበጸ ሓንጊዱ ነማዓሪ ኩነት ኣእምሮና ንቓንዮ ውሽጢ ሕልናና ንምዕባለ ክንስጉም ሓቢርና ዝተኸስረ ግዜ እንዳዘከርና ንጓል ነገር ቁምነገር ከይሃብና
ትዕቢተኛ ሰይጣን ዘየሕፍሮ ምንቋር ፈታው ምብትታን ብተንኮላት ሃብታም ከምዛ ዘይበደለ ኣጆኹም ዘይበለ ንጥፍኣት ጕጅለ ገሹና እንሀለ ግይጽ እንዳበለ ይቕሬታ ከይበለ ምስ ፈሸሎ ኩሉ ምስ’ቶም ጓሓላሉ ቃንኡ ቀይሩ ከዳህልል ድዩ ኣሚኑ ካብ ጌጋ ተማሂሩ ግዜ ክነግር ‘ዩ ጥራሕ ነቕልቡሉ ከይንህመለሉ ነውራም’ዩ ግብሩ እዚ ፖለቲካ ጸወታ ገበጣ ግይጽ ምይጽ ሓቂ እንዳኣቝለስካ ኢድ ምጭባጥ ከምዛ ዘይኣበስካ
ድሕሪ ዒሕታ - ቈልዓ ድሕረ ሕጸ - መርዓ ድሕሪ መኸተ - ዓወት ሻዕብያዊ ሕላገት ዘለዎ መሰረት!!
ደቂ ኤረይ - ደቂ ሃገርና ከበሳ ቆላ - ደገ ዘለና ጸልማት ወጊሑ - ንበል ዮሃና! ሰላም ሰፊኑ - ኣብ ኤርትራ ጸሓይ በሪቓ - ወርሒ ሓዚላ ቀትርን ለይትን - ሓደ ኮይኑልና ኣባይ ሪዒሙ - ኢዱ ሂቡና ማዕቀብ ኣልዒሉ ‘ቲ ረማሲና ሳላ መኸተ - መስዋእቲ ጅግና ሃገርና ንህነጽ - ስዓት ወሲኽና ጸገም ከብቅዕ ኣብ ኤርትራ ራህዋ ክኸውን - ወግዒ ዕላልና
This is our time to show who we really are, Eritrean.!
Dear Eritrean
This is our time to show who we really are, Eritrean.!
Asmara has many Art Deco buildings. This building were not build by Eritrean Architects but by colonial power. No doubt, those are beautiful building but these building though were not driven from our way of imagination. We haven’t got a chance to come up with our own way of thinking because we didn’t get a chance to enjoy freedom until 1991. Even after 1991 another war started 1998 to take over Eritrea. I am not sure if the beauty of Asmara attract our neighbor to attempt occupy it. What make Eritrea is not the location but the history that went through during Egypt Cicilization or Ancient Greece civilization how Eritrea got it’s name from Erythraia “Ἐρυθραία, and its derived Latin form Erythræa. Eritrea means Red Sea and in Greek for "red", ἐρυθρός, erythros. Later the Ottoman conquered Eritrea in1557. Özdemir Pasha took the port city of Massawa and the adjacent city of Arqiqo, even taking Debarwa, then capital of the local ruler Bahr Negus Yeshaq.
Later Haile Selassie tried to annexed Eritrea after the World War II, This triggering a Thirty-year armed struggle to free Eritrea. Even Meles Zenawi attempted to take over Eritrea. The question is why are all trying take control of our ports what’s isn’t there ? Eritrea's coastal location has long been important in its history. Eritrea has been influeced by all this colonists. Eritea has nine languages, in addition we speak Amharic, Italian, English, Arabic. Most of us we speak four or more languages. I personaly speak, Tigrinya, Amharic, German and English. The president of Eritrea Isaias Afeworki speak beside Amharic, Arabic and English, he speaks 3 or more of the Eritrean languages.
Due to influence of the colonialist, Eritrea’s Architects are very unique different part of Eritrea. If you travel to Eritrea in different city, you will see different architects like in Massawa, Asmara, Keren, and villages. My worry is that we have not explore it our own culture yet. If you ask me how our architect should be like the design where all our Geez alphabets and number where derived from where you see the design of our tradition clothes. We can make much more beautiful architects.